እንቁጣጣሽ/ ሃንሰ መስቀል
ለ ቡሄ፣ፍስለታ፣ኣሸንዳ፣እንቁጣጣሽ፣ ኣዲስዓመት የመልካም ምኞት መግለጫ ካርድ ማዘዝ ይቻላል።
ንበዓል ደብረታቦር፣ፍልሰታ፣ኣሸንዳ፣ንሃንሰ መስቀል ሰናይ ትምኒት መግለጺ ካርተሊናታት መእዘዚ
ኣብ ኦንላይን ዘሎ ስእልታት ብናይ ኦንላይን ሳይዝ ወይ ኣብ ኦንላይን ምፍናዉ ንክጥዕም ኣዝዩ ንእሽተይ ብዝኾነ ዓቀን እዩ ተፈንዩ ዘሎ።
እዚ ስእልታት ድሕሪ ምግዛእኩም ብዘይ እዚ ኣብ ስእልታት ትርእይዎ ዘልኹም መሰል ቅዳሕ ምልክታ ወይ ዋተርሜርክ እየ ዘረክበኩም።
Photographed and edited by Rahel Habesha




























































































































































